ማር 12፡6, 1ቆሮ 16፡22 ብሉይ ኪዳን ንወዲ ኣምላኽ ዘይሰዓመ ክጠፍእ እዩ ይብል። ( መዝሙር 2:12 )

የሱስ ብምሳሌታት ኵሎም እቶም ንወዲ ዋና ኣታኽልቲ ወይኒ ዘየኽበሩ ኣገልገልቲ ከም ዝጠፍኡ ገሊጹ እዩ። (ማር 12፡6)

ንጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዘየፍቅር ርጉም እዩ። (1ቆሮ 16፡22)