ማቴ 24፡30-31፡ ዮሃ 8፡54፡ 2 ተሰሎንቄ 1፡10፡ ራእይ 5፡12-13፡ ራእይ 7፡12፡ ራእይ 19፡7 ኣብ ብሉይ ኪዳን፡ ኢሳያስ ብዛዕባ እግዚኣብሔር በይኑ ልዕል ክብል እዩ ተዛሪቡ። (ኢሳ 2፡11፡ ኢሳይያስ 2፡17)

ኢየሱስ ዳግማይ ናብዛ ምድሪ ምስ መጸ፡ ሓይሉን ዓቢ ክብሩን ሒዙ ይመጽእ እዩ። ( ማቴዎስ 24:30-31 )

ኣምላኽ ንየሱስ ኣኽቢርዎ እዩ። (ዮሃ 8፡54)

ኢየሱስ ምስ ተመልሰ፡ ነኽብሮ። (2 ተሰሎንቄ 1፡10፡ ራእይ 5፡12-13)

ኣብታ መዓልቲ እቲኣ እውን ንኣምላኽ ክብሪ ንህቦ። (ራእይ 7፡12, ራእይ 19፡7)