ማቴ 7፡15-23፡ 2ይ ጴጥሮስ 2፡1፡ ገላትያ 1፡6-9 ኣብ ብሉይ ኪዳን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘይለኣኹ ነብያት ናይ ሓሶት ምግላጽ ይንበዩ ይብል። ( ኤርምያስ 14:13-14 )

ብሓሶት ነብያት ከይንታለል ክንጥንቀቕ ኣሎና። (ማቴ 7፡15-23, 2ይ ጴጥሮስ 2፡1)

ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ዝብል ወንጌል እንተዘይኮይኑ ካልእ ወንጌል የለን። ካልእ ወንጌል ዝሰብኽ ርጉም እዩ። (ገላትያ 1፡6-9)