ማቴ 24፡30፡ ማቴ 26፡64፡ ማር 13፡26፡ ማር 14፡61-62፡ ሉቃ 21፡27፡ ራእይ 1፡7፡ ራእይ 11፡15 ኣብ ብሉይ ኪዳን፡ ዳንኤል ኣምላኽ ነቲ ብደበና ዝመጸ ክርስቶስ ኣብ ልዕሊ ዓለም ኩሉ ስልጣን ከም ዝሃቦ ብራእይ ረኣየ። (ዳንኤል 7፡13-14)

ክርስቶስ ኣብ ደበና ብሓይልን ብዓቢ ክብርን ንዘለኣለም ንዘለኣለም ክነግስ እዩ። (ማቴ 24፡30፡ ማቴ 26፡64፡ ማር 13፡26፡ ማር 14፡61-62፡ ሉቃ 21፡27፡ ራእይ 1፡7፡ ራእይ 11፡15)