ዮሃ 17፡3, 2 ቆሮ 4፡6 ኣብ ብሉይ ኪዳን እግዚኣብሄር ህዝቢ እስራኤል ንኣምላኽ ስለ ዘይፈለጡ ከም ዝጠፍኡ ይዛረብ። (ሆሴ 4፡6)

ንኣምላኽን ነቲ ኣምላኽ ዝለኣኾ ኢየሱስ ክርስቶስን ምፍላጥ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ። (ዮሃ 17፡3)

ኢየሱስ ክርስቶስ ፍልጠት ኣምላኽ እዩ። (2ቆሮ 4፡6)