ማቴ 2፡13-15 ኣብ ብሉይ ኪዳን ኣምላኽ ንክርስቶስ ሓቀኛ እስራኤል ካብ ግብጺ ምጽዋዕ እዩ ተዛሪቡ። (ሆሴ 11፡1)

ከምቲ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝተነበየ ኢየሱስ ክርስቶስ ብስግኣት ንጉስ ሄሮድስ ናብ ግብጺ ሃዲሙ፡ ድሕሪ ሞት ንጉስ ሄሮድስ ድማ ካብ ግብጺ ናብ እስራኤል ተመልሰ። (ማቴ 2፡13-15)