1ነገ 4፡25፡ ዮሃ 14፡27፡ ዮሃ 20፡19 ኣብ ብሉይ ኪዳን ነቢይ ሚክያስ እግዚኣብሔር ንህዝብታት ኣብ መጻኢ ክፈርዶምን… ሓቀኛ ሰላም ሃቦም። (ሚክያስ 4፡2-4)

ኣብ ብሉይ ኪዳን ኣብ ዘመነ ንጉስ ሰሎሞን ሰላም ነይሩ። ( 1 ነገስት 4:25 )

የሱስ ናይ ሓቂ ሰላም ይህበና እዩ። (ዮሃ 14፡27, ዮሃ 20፡19)