ኤርምያስ 9፡23-24፡ ገላትያ 6፡14፡ ፊልጲ 3፡3 ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ እንጅሃር የብልናን። ብክርስቶስ ጥራይ ክንምካሕ ይግባእ። (1ቆሮ 1፡26-31, ኤርምያስ 9፡23-24)

ብዘይካ ብክርስቶስ እንምካሕ የብልናን። (ገላትያ 6፡14, ፊልጲ 3፡3)