v (ዮሃ 1፡1-2፡ ዮሃ 1፡14፡ ግብሪ ሃዋርያት 20፡28፡ ሮሜ 9፡5)
፡ ኢሳይያስ 9፡6 ኣብ ብሉይ ኪዳን፡ እግዚኣብሄር ነቲ ሓደ ወዱ ነዛ ምድሪ ከም ዝህቦን እዚ ሓደ ወዲ ድማ ኣምላኽ ከም ዝብሃልን ትንቢት ተነጊሩ ነበረ። (ኢሳ 9፡6)

ኢየሱስ ከም ወዲ ኣምላኽ ኣምላኽ እዩ።