v ኢየሱስ ክርስቶስ መተዓረቒ ሓጢኣትና ኮይኑ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጠበቓናን መንጎኛናን ኰነ። (1ጢሞ 2፡5-6፡ እብራውያን 7፡28፡ እብራውያን 8፡1፡ እብራውያን 8፡6፡ እብራውያን 9፡15፡ እብራውያን 12፡24፡ እዮብ 19፡25)