ዮሃንስ 1፡1-3,14, 1ይ ዮሃ 1፡1-2 ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ መጀመርታ እዩ ነይሩ። (1ዮሃ 2፡12-14)

ኢየሱስ፡ እቲ ካብ መጀመርታ ዝነበረን ንኹሉ ዝፈጠረን ክርስቶስ ናብዛ ምድሪ መጸ። (ዮሃ 1፡1-3, 1ዮሃ 1፡1-2)