ማቴ 3፡16-17፡ ዮሃ 1፡33፡ ዮሃ 19፡30፡ እብራውያን 9፡14 ኣምላኽን መንፈስ ቅዱስን ኢየሱስ እቲ… ክርስቶስ። (1ዮሃ 5፡6-8፡ ማቴ 3፡16-17፡ ዮሃንስ 1፡33)

ኢየሱስ ሓጢኣትና ይቕረ ክብል ደሙ ኣብ መስቀል ብምፍሳስ ስራሕ ክርስቶስ ሰሪሑ። (ዮሃ 19፡30፡ እብራውያን 9፡14)