v እቶም ንኢየሱስ ከም ክርስቶስ ዝኣምኑ ሓቀኛ ህይወት ረኺቦም እዮም። (1ዮሃ 5፡20፡ ዮሃ 14፡6፡ ዮሃ 11፡25፡ ዮሃ 3፡15-16፡ ዮሃ 20፡31፡ ዮሃ 3፡36፡ ዮሃ 5፡24፡ ዮሃ 6፡47-48፡ ዮሃ 17፡3 ፣ ቆሎሴ 3፡4)