ዘዳ 32፡39, 1ቆሮ 15፡54-57፡ እግዚኣብሄር ንሞት ንዘልኣለም ከም ዘጥፍእን ንብዓትና ከም ዝደርዝን ብሉይ ኪዳን ተነቢዩ ነይሩ። ( ኢሳይያስ 25:8, ሆሴእ 13:4 )

ኣምላኽ ኵሉ ልዑላውነት ኣለዎ። ህይወትናን ሞትናን ኣብ ኢድ ኣምላኽ እዩ። (ዘዳ 32፡39)

ኢየሱስ ኣብ መስቀል ሞይቱ ብምትንሳእ ንሞት ስዒሩ። ሕጂ ኢየሱስ መፍትሕ ሞት ስለዘለዎ ነቶም ብኢየሱስ ክርስቶስ ንኣምን ዓወት ይህበና። (1ቆሮ 15፡54-57፡ ራእይ 1፡18)