ማቴ 28፡18-19፡ ማር 16፡15፡ ግብሪ ሃዋርያት 1፡8 እግዚኣብሄር ነቲ ቀዳማይ ሰብ ኣዳም ኣብ ልዕሊ ኩሉ ኣብ ምድሪ ዘሎ ክገዝእ ኣዘዞ። (ዘፍጥረት 1፡28)

ኢየሱስ ክርስቶስ ናብ ኩሎም ሰባት ከይድና ኢየሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ክንነግሮም ኣዚዙና ኣሎ። (ማቴ 28፡18-20፡ ማር 16፡15፡ ግብሪ ሃዋርያት 1፡8)