ግብሪ ሃዋርያት 3፡22፡ ዘዳ 18፡15፡ 18፡ ግብሪ ሃዋርያት 7፡35-37፡ 52፡ 1ዮሃ 3፡8 እግዚኣብሄር ንእስራኤላውያን ብሙሴ ኣቢሉ ካብ ግብጺ ኣውጺእዎም። (ዘጸ 6፡13)

እግዚኣብሔር ከም ሙሴ ዝኣመሰለ ነብዪ ክርስቶስ ከም ዘተንስኣና ከድሕነና ትንቢት ተነጊሩ ኣሎ። (ዘዳ 18፡15፡ ዘዳ 18፡18፡ ግብሪ ሃዋርያት 3፡22)

ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ፡ ከምቲ ሙሴ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝተነበዮ ነብዪ። (ግብ 7፡35-37፡ ግብሪ ሃዋርያት 7፡52)

ኢየሱስ ንሰይጣን ከም ንጉስ ፈርኦን ሰቢሩ ኣድሒኑና። (1ዮሃ 3፡8)