እብራውያን 13፡11-12፡ እብራውያን 10፡14 ኣብ ብሉይ ኪዳን ካህናት ኣእዳዎም ኣብ ርእሲ ብዕራይ ኣንቢሮም… ነቲ ብዕራይ ቀቲሉ ንኣምላኽ መስዋእቲ ሓጢኣት ገይሩ ኣቕረቦ። (ዘሌዋውያን 4፡4-12)

ኢየሱስ ንዓና ንምድሓን ንኣምላኽ መስዋእቲ ሓጢኣት ኮይኑ ሞይቱ። (እብራውያን 13፡11-12፡ እብራውያን 10፡14)