ዘዳ 6፡7, 20-25, 2ጢሞ 3፡14-15፡ ግብሪ ሃዋርያት 5፡42 ኣብ ብሉይ ኪዳን እግዚኣብሔር ንእስራኤላውያን ኣዚዝዎም ንደቆም ኣምላኽ ዝገበሮ ምሃርዎም። (ዘዳ 4፡9-10፡ ዘዳ 6፡7፡ ዘዳ 6፡20-25)

ኩሉ ግዜ ብብሉይን ሓድሽን ኪዳን ኢየሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ክንምህርን ክንሰብኽን ይግባእ። (2ጢሞ 3፡14-15፡ ግብሪ ሃዋርያት 5፡42)