ዮሃ 5፡37-39፡ ዮሃ 14፡8-9፡ 2 ቆሮ 4፡4፡ ቆሎሴ 1፡15፡ እብራውያን 1፡3 ኣብ… ብሉይ ኪዳን፡ እስራኤላውያን ድምጺ ኣምላኽ ሰሚዖም ምስሊ ኣምላኽ ግን ኣይረኣዩን። (ዘዳ 4፡12፡ ዘዳ 4፡15)

እቶም ኢየሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ዝኣምኑ፡ ድምጺ ኣምላኽ ክሰምዑን ምስሊ ኣምላኽ ክርእዩን ይኽእሉ። (ዮሃ 5፡37-39)

ኢየሱስ ክርስቶስ ምስሊ ኣምላኽ እዩ። (ዮሃ 14፡8-9, 2 ቆሮ 4፡4፡ ቆሎሴ 1፡15፡ እብራውያን 1፡3)