ዘዳ 6፡15, 1ቆሮ 16፡22፡ ገላትያ 1፡8-9 ኣምላኽ ቀናእ ኣምላኽ እዩ። ( ዘዳግም 4:24, ዘዳግም 6:15 )

እቶም ንየሱስ ዘየፍቅርዎ ክርገሙ እዮም። (1ቆሮ 16፡22)

ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ካብ ዝብል ወጻኢ ካልእ ወንጌል ዝሰብኽ ርጉም እዩ። (ገላትያ 1፡8-9)