ዘዳ 3፡20፡ ዘዳ 25፡19፡ እብራውያን 4፡8-9፡ እብራውያን 6፡17-20 ኣብ ብሉይ ኪዳን፡ እግዚኣብሄር ነቶም… እስራኤላውያን ናብ ምድሪ ከነኣን ክኣትዉ ከለዉ። (ኢያሱ 1፡13፡ ዘዳ 3፡20፡ ዘዳ 25፡19)

እቲ እግዚኣብሔር ኣብ ብሉይ ኪዳን ንእስራኤላውያን ዝሃቦም ዕረፍቲ ፍጹምን ዘለኣለማውን ዕረፍቲ ኣይኮነን። (እብራውያን 4፡8-9)

ኣምላኽ ብኢየሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ ምሉእን ዘለኣለማውን ዕረፍቲ ሂቡና እዩ። (እብራውያን 6፡17-20)