እያሱ 4፡21-22፡ 2ጢሞ 3፡15፡ ዘጸ 12፡26-27፡ ዘዳ 32፡7፡ መዝሙር 44፡1 ኣብ ኣብ ብሉይ ኪዳን፡ ኣምላኽ ንህዝቢ እስራኤል ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ዝሃቦም ድሕነት ክምህሮም ኣዘዞም። (ኢያሱ 4፡6-7፡ እያሱ 4፡21-22፡ ዘጸ 12፡26፡ ዘዳ 32፡7፡ መዝሙር መዝሙር 44፡1)

ንደቅና ብብሉይን ሓድሽ ኪዳንን ኣቢልና፡ ኢየሱስ እቲ ዘድሓነና ክርስቶስ ምዃኑ ክንምህሮም ይግባእ። (2ጢሞቴዎስ 3፡15)