ሉቃ 23፡34፡ ግብሪ ሃዋርያት 3፡14-15፡17፡ እብራውያን 6፡20፡ እብራውያን 9፡11-12 ኣብ ብሉይ ኪዳን ፡ ኣምላኽ ንእስራኤላውያን፡ እቶም ብጌጋ ንሰብ ዝቐተሉ ዜምልጡላ ኸተማ መዕቈቢ ኺሃንጹ ኣዘዞም። ( እያሱ 20:2-3, እያሱ 20:6 )

ህዝቢ እስራኤል የሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ስለ ዘይፈለጡ: ብጌጋ ነቲ ክርስቶስ ዝዀነ የሱስ ቀተልዎ። (ሉቃ 23፡34፡ ግብሪ ሃዋርያት 3፡14-15፡ ግብሪ ሃዋርያት 3፡17)

ከም ሓቀኛ ሊቀ ካህናት መጠን፡ ኢየሱስ ስለ ሓጢኣትና ኣብ መስቀል ሞተ። (እብራውያን 6፡20፡ እብራውያን 9፡11-12)

የሱስ መዕቆቢት ከተማና እዩ። (ማቴ 11፡28)