ዘዳ 18፡15፡ ዮሃ 5፡19፡ ዮሃ 6፡14፡ ዮሃንስ 12፡49-50፡ ዮሃ 8፡26፡ ግብሪ ሃዋርያት 3፡20-24, 939። ዮሓ 1፡14፡ ሉቃ 13፡33፡ ዮሃ 14፡6 ኣብ ብሉይ ኪዳን፡ እግዚኣብሄር ንሳሙኤል ነብዪ ገይሩ ሸሞ፡ ኩሉ ዘረባ ሳሙኤል ምእንቲ ክፍጸም። (1ሳሙ 3፡19-20)

ኣብ ብሉይ ኪዳን እግዚኣብሔር ከም ሙሴ ዝኣመሰለ ነብዪ ክሰድድ ቃል ኣትዩ ነይሩ። (ዘዳ 18፡15)

የሱስ እቲ ኣምላኽ ክሰደልና ቃል ዝኣተወሉ ከም ሙሴ ዝኣመሰለ ነብዪ ክርስቶስ እዩ። (ግብ 3፡20-24)

ኢየሱስ እቲ ቃል ኣምላኽ ዘብጽሓና ሓቀኛ ነብዪ እዩ። (ዮሃ 5፡19፡ ዮሃ 6፡14፡ ዮሃ 12፡49-50፡ ዮሃንስ 8፡26)

ኢየሱስ ስጋ ዝኾነ ቃል ኣምላኽ እዩ። ( ዮሃንስ 1:14 )

የሱስ እቲ እንኮ መገዲ ምስ ኣምላኽ ዝራኸበሉ ሓቀኛ ነብዪ እዩ። (ዮሃ 14፡6)