ሉቃ 1፡31-33፡ ግብሪ ሃዋርያት 2፡29-32፡ ግብሪ ሃዋርያት 13፡22-23 ኣብ ብሉይ ኪዳን፡ ኣምላኽ ብዛዕባኡ ይዛረብ ነይሩ። ምጽኣት እቲ ዘለኣለማዊ ንጉስ ክርስቶስ ከም ዘርኢ ዳዊት። (2 ሳሙ 7፡12-13)

ከምቲ ብሉይ ኪዳን ዝተነበዮ ክርስቶስ ዘልኣለማዊ ንጉስ ከም ዘርኢ ዳዊት መጺኡ። ክርስቶስ ኢየሱስ ምዃኑ። (ሉቃ 1፡31-33፡ ግብሪ ሃዋርያት 2፡29-32፡ ግብሪ ሃዋርያት 13፡22-23)