ኢሳይያስ 10፡5-6፡ ኢሳይያስ 40፡21፡ ኢሳይያስ 41፡1-4፡ ኢሳይያስ 45፡7፡ ኣሞጽ 9፡7 እግዚኣብሄር ኩሉ ከም ፍቓዱ ይገብሮ። ዓለም ኣብ ትሕቲ ልዑላውነት እግዚኣብሔር ትኸይድ ኣላ። (2ነገ 19፡25፡ ኢሳይያስ 10፡5-6፡ ኢሳይያስ 40፡21፡ ኢሳይያስ 41፡1-4፡ ኢሳይያስ 45፡7፡ ኣሞጽ 9፡7)