ሉቃ 10፡41-42፡ 1ቆሮ 1፡24፡ ቆሎሴ 2፡2-3 ኣብ ብሉይ ኪዳን ሓንቲ ንግስቲ ጥበብ ሰሎሞን ክትሰምዕ ናብ ሰሎሞን ትበጽሕ ነበረት። ንግስቲ ድማ፡ እቶም ጥበብ ሰሎሞና ዝሰምዑ ብጹኣን ኢዮም። ( 2 ዜና መዋእል 9:7 )

ማርያም ንየሱስ ክትሰምዕ ግዜኣ ተሕልፎ ነበረት: ማርታ ድማ ንየሱስ ሳእኒ ኣብ ምድላው እያ ኣሕሊፋቶ። ቃል ኢየሱስ ምስማዕ ዝያዳ ይባረኽ። (ሉቃ 10፡41-42)

ክርስቶስ ሓይሊ ኣምላኽን ጥበብ ኣምላኽን ምስጢር ኣምላኽን እዩ። (1ቆሮ 1፡24፡ ቆሎሴ 2፡2-3)