375. ዝተረፈ መከራ ክርስቶስ፡ ስራሕ ስብከት ወንጌል (2ቆሮ 1፡5-10)
2 ቆሮ 4፡10-11፡ ፊልጲ 3፡10፡ ቆሎሴ 1፡24፡ 1 ጴጥሮስ 4፡13፡ 1 ቆሮ 4፡9, 11 -13 ጳውሎስ ወንጌል እናሰበኸ ብዙሕ መከራ ኣጋጢምዎ። ክሳብ ሞት ዝኣክል መከራ ኣጋጢምዎ። እቶም ኩሎም መከራታት ግን ዝተረፈ መከራ ክርስቶስ እዮም። (2ቆሮ 1፡5-10, 2 ቆሮ 4፡10-11, 1ቆሮ 4፡9, 1 ቆሮ 4፡11-13) ጳውሎስ ወንጌል እናሰበኸ ብዘጋጠሞ መከራ ተሓጒሱ ኣብኡ ክሳተፍ ደለየ። ( ፊልጲ […]