754. ንምጽኣት ክርስቶስ ዝሓለወ ኣምላኽ (ዘጸ 1፡15-22)
ማቴ 2፡13-16 ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ህዝቢ እስራኤል ከይሰስኑ ስለ ዝሰግአ፡ እስራኤላዊት ሰበይቲ ወዲ እንተወሊዳ ክብል ኣዘዘ ፣ እቲ ቆልዓ ክቕተል ኣለዎ። ኣምላኽ ግን ምጽኣት ክርስቶስ ሓልዩ እዩ። (ዘጸ 1፡15-22) ንጉስ ሄሮድስ ክርስቶስ ከም ዝተወልደ ምስ ፈለጠ፡ ንክርስቶስ ክቐትል ዝተወልዱ ቆልዑ ቀተሎም። ይኹን እምበር እግዚኣብሄር ንቤተሰብ ዮሴፍ ነቲ ዝተወልደ ክርስቶስ ንምሕላው ናብ ግብጺ ከም ዝሃድሙ ገበሮም። […]