1335. ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ኣብቶም ንኢየሱስ ከም ክርስቶስ ዝኣምኑ ጥራይ እዩ ዘፍስስ። (ዮኤል 2፡28-32)
ግብሪ ሃዋርያት 2፡14-22,36፡ ግብሪ ሃዋርያት 5፡31-32፡ ቲቶ 3፡6 ኣብ ብሉይ ኪዳን እግዚኣብሔር ኣብ ልዕሊ እቶም ስሙ ዝጽውዑ መንፈሱ ከፍስስ እዩ ኢሉ ነይሩ። (ዮኤል 2፡28-32) ከምቲ ብሉይ ኪዳን ዝተነበዮ እግዚኣብሔር መንፈስ ቅዱስ ኣብቶም ንኢየሱስ ከም ክርስቶስ ዝኣመኑ ጥራይ እዩ ዘፍሰሰ። (ግብ 2፡14-22፡ ግብሪ ሃዋርያት 2፡36፡ ግብሪ ሃዋርያት 5፡31-32፡ ቲቶ 3፡6)