1036. እቶም ዝተባረኹ እቶም መዓልታዊ ንክርስቶስ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝደልዩ እዮም።(መዝሙር 1፡1-2)
ዘዳ 8፡3፡ ማቴ 4፡4፡ ዮሃ 6፡49-51፡ ዮሃ 17፡3፡ 2 ጴጥሮስ 1፡ 2,8, 2ጴጥ 3፡18, ፊልጲ 3፡8 እቶም ብቓል ኣምላኽ ዘስተማቕሩን ለይትን መዓልትን ዘስተንትኑ ብጹኣን እዮም። (መዝሙር ዳዊት 1፡1-2) ኣብ ብሉይ ኪዳን እግዚኣብሄር ንእስራኤላውያን ሰብ ብኹሉ ቃላት ኣምላኽ ክነብር ከም ዝኽእል ከም ዝፈልጡ ገይርዎም እዩ። (ዘዳ 8፡3) ኢየሱስ ውን ንብሉይ ኪዳን ጠቒሱ ሰብ ብኹሉ ቃላት ኣምላኽ […]