514. ግና ኣብ ግዚኡ ብስብከት ቃሉ ገሊጽዎ ኣሎ (ቲቶ 1፡2-3)
1ቆሮ 1፡21፡ ሮሜ 1፡16፡ ቆሎሴ 4፡3 ወንጌል ኢየሱስ እቲ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝተነበየ ክርስቶስ ምዃኑ ምምስካር እዩ። እግዚኣብሄር ብስብከት ወንጌል እዩ ቃሉ ገሊጽዎ። (ቲቶ 1፡2) ስብከት ወንጌል ዕሽነት ይመስል፡ ሓይሊ ኣምላኽ ግን እዩ። (1ቆሮ 1፡21, ሮሜ 1፡16) ብስብከት ወንጌልን ብትምህርትን ኢየሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ብዕምቆት ክንረዳዳእ ይግባእ። (ቆሎሴ 4፡3)